ትምህርቲ መሰረት ምዕባለ፤ፈታሒ ፀገም ምኻኑ ንኸሉ ቅሉዕ ሓቂ እዩ።ስለዝኾነ ድማ ዜጋታት ብቑዕን ደረጃኡ ዝሓለወን ትምህርት ረኺቦም ፈታሕቲ ፀገም ሃገሮምን ህዝቦምን ንኽኾኑ ትፅቢት ይግበር።ማልት ድማ ኣብ ክልልና ኢሉውን ኣብ ሃገርና ቦኽሪ ልምዓታዊ ህዝባዊ ትካል ኣብነት ብምዃን ኣብ ኩሎም ክልላት ሃገርና ተመሳሰልቲ ክልላዊ ትካላት ልምዓት ንክጣየሻን ግቡአን ንኽፃወታን ዓብይ ኣበርክቶ ገይራ እያ።
እዚ ቅዱስ ኣብነታዊ ንጥፈት ማልት ዝመፀ ብኣሻሕት ዝቑፀሩ ግዱሳትን ፈተውቲ ዓዶም ዲያስፖራን ምዃኖም ይዝከር።ብመሰረትዚ ድማ ‘ልምዓት ዓዲ ብወዲ ዓዲ ‘ብዝብል ዓንዲ ጭርሖ ተሓንጊጦም ኣብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝነብሩ ተጋሩን ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይን ብዝገብሩዎ ዘይተሓለለ ፃዕርን ሓገዝን ዛጊድ ኣብ ህንፀት ትካላት ኣብያተ ትምህርቲ ፣ሕክምና፣ፅሩይ መስተ ማይን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ምምላእ ውሽጣዊ ናውቲ እዞም ትካላትን ዝተፃውትኩምዎ መተካእታ ዘይብሉ ግደ /significant role/ ፀገማት ሕብረተሰብ ትግራይ ኣብ ምቕራፍ ይርከብ።ኣብ ቀረባ እዋናት ካብ ብዙሓት ብውሑዱ ኣብ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ዝገበርክምዎ ኣበርክቶ ንምግላፅ ዝኣክል፤
ተ.ቁ
ፕሮጀክት ዝወሰደ ጨንፈር/ውልቀሰብ
ዓይነት ህንፃ
ፕሮጀክት ዘለዎ ቦታ
መብርሂ
ዞባ
ወረዳ
ጣብያ
1
ሰሜን ኣሜሪካ
1.1
ሳስቬጋስ
ቀደማይ ብርኪ
ምዕራብ
ወልቃይት
ላዕላይሶላ
ተፈፂሙ ኣገልግሎት ምምሃር ምስትምሃር ከይዲጀሚሩኣሎ
2.2
ሲያትል
ሰሜን ምዕራብ
ታሕታይኣድያቦ
ዝባንገደና
ተፈፂሙ ኣብ ግልጋሎት ውዒሉ
3.3
ሳንዲያጎ
ደቡብ
ራያ ዓዘቦ
ማሩ
ተፈፂሙ ኣብ ኣገልግሎት ውዒሉ
4.4
ደቡብ ምብራቕ
እንደርታ
መኖስ
5.5
ሃይለፃዲቕ/
ዋሽንግተን/ብውልቀ
ካልኣይ ብርኪ
ታሕታይ ቆራሮ
ሰመማ
ተፈፂሙ ኣብ ኣገልግት ውዒሉ
6.6
ኣትላንታ
ፀለምቲ
ዲማቁሸት ሰራረ
7.7
ቦስተን
ሰቖጣ ማርያም
8.8
ኒዮወርክ
ፀገዴ
ግጨው ጎቤ
ኣብ ከይዲ ህንፀት ይርከብ
9.9
ዳላስ
ሰ/ምዕራብ
ላዕላየ ኣድያቦ
ፃዕዳ ኣምቦራ
ኣብከይዲ ህንፀት ይርከብ
1.10
ቤይ ኤርያ -ካሊፎርንያ
ኣስገደ ፅንብላ
ሕንፀት/ጭራሰገ
1.11
ዋሽንግተን ዲሲ
ማእኸላይ
ናዕዴር ዓዴት
ክሳድ ዓኺ ቁሸት ባንባ
ኣብ ክይዲ ህንፀት ይርከብ
1.12
ሎስ ኣንጆሎስ
ደቡብ ምብራቅ
ዶጉዓ ተምቤን
ማሕበረ ሰላም
1.13
ኖርዝ ካሮላቨና
ኦፍላ
ድንቅኣሸና
1.14
ቺካጎ
ሰሓርቲ ሳምረ
ማይ ተኽሊዓዲ ትግራይ
2
ኣውሮዻ
2.1
ጀርመን
ታሕታይ ኣድያቦ
መንጠብጠብ
ተፈፂሙ
ለንደን
ሕንጣሎ ዋጅራት
ወጀራት
2.3
ስዊዘርላንድ
ምስፍሕፋሕ ካልኣይ ብርኪ
ወልቃይተ
ማይጋባ
2.4
ሮም
ኣምባ ኣላጀ
ስላዋ ደላ
3
ማእኸላይ ምብራቕ
3.1
ጅዳን ከባቢኣን
ቆላ ተምቤን
መንጂ
3.2
ሱዳን
ጓጓጭዋልቆ
ኣብ ከይዲ ህንፀት
Free web analytics, website statistics