ብዛዕባና
ኣድራሻና
ገዛ »
ሰሉስ 07, መስከረም 2010
ዓምዲ
ዜና
ቅዋም መንግስቲ
ፕሮግራም ሬድዮ
ጋዜጣ መቓልሕ
ፕሮግራም ቴሌቭዥን
ግብረ መልሲ
ጠቐምቲ ሊንክስ
ፎቶ ጋለሪ
ፎቶ መፅሄት
ሪኢቶ
/Feedback/
ኢ-ፎርማት
/EFORMAT/
ኣብ ቀረባ ግዜ
ጨረታ
ክፍቲ መደብ ስራሕ
ራእይ (Vision )
ብሓበሬታ ዝማዕበለ ኣብ ህንፀት ክልሉን ሃገሩን ቑልፊ ተግባሩ ዝፍፅም ህዝብን ፣ ኣሰራርሓ ግልፅነትን ተሓታትነትን ዘጎልበተ መንግስቲ ተሃኒፁ ምርኣይ፡፡
ልኡኽ (mission)
ኣብ ውሽጢ ስርዓት ሓበሬታን ርክብን (ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን) መንግስቲ ቅድመ ግንባር ብምዃን ፣ ኣብ መንጎ መንግስትን ህዝብን ቕልጡፍን ውፅኢታውን ፍሰት ሓበሬታ (ኢንፎርሜሽን) ክህሉ ብምግባር ኣብ ክልላውን ሃገራውን ቐንዲ ጉዳያት ብሄራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ኣብ ምህናፅ ሰናይ ምስሊ እዛ ሃገር መተካእታ ዘይብሉ እጃም ምፍፃም፡፡
ስትራቴጂያዊ ዕላማ(objective)
“ኣብዚ ክልል ቕልጡፍ ፣ ውፅኢታውን ክብፃሕ ዝኽእል ስርዓት ሓበሬታን ርክብን (ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን) ብምህናፅ መንግስትን ህዝብን ተረባሕቲ ብምግባር ሓደ ፖለቲካውን ኢኮኖሚያውን ማሕበረሰብ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝጎልሀ ኣስተዋፅኦ ምውፋይ፡፡”
© መሰሉ ብሕጊ ዝተሓለወ እዩ
መስከረም 2010. ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
Click here to contact
Web Master
Free web analytics, website statistics